... ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ፅ/ት መሳርሒኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዙይ ንታሕቲ እተማልኡ ተጭእረቲ ክትሳተፉ ንሕብር።

... ቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ ፡፡

... ዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

... ሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ፅሬት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

... ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትልን ካልኣት ደቀቅተን ኣናእሽተይ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓፈሻዊ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ውሽጢ ኣታዊ ባጀት ዝረከቦ ገንዘብ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድሊ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዚ ሮቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

... ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅርየት ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2፡- ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ፣ ምድብ-3/LOT-3፡- ናይ ኤኬክትሮኒክስ ኣቑሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡