ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤተ ፅሕፈት አገልጋሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትልን ካልኣት ደቀቅተን ኣናእሽተይ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ዘፈረኩም ንግዲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወይ ኣብ  ፊደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋ ንብረትን ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበን

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርብ ፡ መለለይቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታካበ ዝወፀሉ ዕለት 9/9/2016 ዓም ክሳብ 18/9/2016 ዓም ሰዓተ 11፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘለዎ ስራሕ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ ከፍሊ 3-19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344406451

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo