ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ክሳብ 02/09/2011 ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-416284 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo