ግልፂ ጨረታ
ምስማዕ ዝተስኣኖም ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ ብኣንፈት ምብራቅ ብ ዋና ፅርጊያ ዘሎ 9 ኮንቲኔራት/ መስርሒ ቦታ/ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝዳለየ ተጫረቲ ን 9 መስርሒ ቦታ ኮንቴነራት ካብ ዕለት 1/7/2017ዓም ጀሚርኩም ነቲ ቦታ መፀእኹም ብምርኣይ ክሳብ ዕለት 5/7/2017 ዓም ዘዋፅአኩም ዋጋ ብሽም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ኣብስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓትካብ 2፡30 ከሳብ 5፡30 ኣታዊ ንኽትገብሩ እንዳሓበርና ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ ዕለት 6/7/2017ዓም ሰዓት 2፡30 ንጉሆ ምኻኑ ፈሊጥኩም ኣብ ስዓትኩም ንኽትርከቡ እቲ ቤት ትምህርቲ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ዘይግደድ ምኻኑ ንሕብር።