ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ክራይ ጀነሬተርብፕሮፈርማ ኣዋዳዳሩ ክዕድግ ክግዘአ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ክራይ ጀነሬተርብፕሮፈርማ ኣዋዳዳሩ ክዕድግ ክግዘአ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ።

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ / ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝኽእል::

5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሸም፡ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 20/06/2017ዓ/ም ክሳብ 24/06/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 24/06/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 0 ይከፈት ::

7. ብእቲ ዝቐርብ ዕራቱ ዝሓለወ ክኸውን እለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::

8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ::

9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቸይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::

10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ በግልግል እቲ ስራሕ ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ --

11. ስለዚ እነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ስራሕ ብስፈስፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ ::

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ገሪማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::

13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መፅዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶ ኮፒ ኣራቢሖም ናብ ቤት ፅሕፈት ናብፁዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ፡

15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::

16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትዝበር::

17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና እካ ምውሳድ ይከኣል::

18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዓ - 03 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግልፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
01ጀነሬተር ክራይ ንዓብዪ ኣዳራሽ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo