... ራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

... : ሎት ክልተ ፍርናሽ ኮቦርታን ኣንሶላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህትመት ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ::

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ፡፡

ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ብናይ ዩኤን ኤፍፕኤ በጀት ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሓትም ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ናይ ባነር ሕትመት ፕሮፎርማ ከሰርሕ ይደሊ

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ ናይ ምፍላጥ ዕ ፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መሠቀንታት መስፈ ታት እተማልኡ ኣብዚ ዓውደ ስራሕ ዝተዋፈርኩም

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ከስስ ትገራይ ንዝተፈላስቦ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ንገድ ትካላት ብምዉድዳር ዕድገት ግልጋሎት ከፍፅም ስስዝደስቦ በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘስኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ንዝተፈላስቦ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ንግድ ትካላት ብምድዳር ዕድጊት ግልጋሎት ክፍፅም ስስዝደለየ በዚ ዘርፌ ሕጋዊ ንገድ ፍቃድ ዘስኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።