ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ማሕበራት መቐለ ንቤት ፅሕፈቱ ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ማለት እውን ናይ ኣባልነት ነጋዶ መለለዪ መንነት ንምስራሕ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ምብዛሕ (ናይ ኮፒ) ስራሕቲ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ንጠቅላላ ሰራሕተኛታት ቤት ማዛጋጃክ/ከ/ሰሜንን ንደምቢ መኽበርትን ቀረፅን ተጋደልቲ ባጅን መታወቅያን ክነስርሕ ስለ ዝደለና ኩለኩም ዝምልከተኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣ ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሕትመት ክተሓትም ስለዝደለየት ::

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ሎት ክልተ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ግላገሎት ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመትን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ጎማን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ::

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብጨረታ ከሐትም ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት ኣቅሑትን ስራሕቲን : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ደቀቅቲ መሳርሒታት : ናይ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ መቀያየሪ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ