ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ከተማ ፍረወይንን ኣብ ዓመት 2017 ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ መሳሪሒታትን ካልኦት ሃለቕቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን /ጋቦን ናይ ዳያኑ/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣናእሽተይ መሳርሒታት፣ ናይ መኪና ጎማን መጋየፅን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ::

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እውን -

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ስራሕቲን : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንወረዳን ከተማታትን ሴክተራትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ንክሕትም ይደሊ፡፡

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመትን ቅጥዓቅጥዕን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክሐትም ይደሊ:፡

ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ሓባሪ ዝኾነ ናይ ነፃን ብክፍሊትን ጠቅላላ ኣብ ኩ/ሓ/ሆስፒታል ዝወሃብ ግልጋሎት ዘርኢ ሰደቃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ንምግዛእን ንምስራሕን ስለዝደለየ