ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 09፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ

4 ፕሮፎርማ 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9:15 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo