ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተቑዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1በራ ፅሑፍ ምሕታምA4 ሳይዝ 150 ግራም ኣርት ፔፐር አርጅናል
ምሉእ ሕብራዊ
ብክልቲኡ ገፅ ፅሑፍ ዘዎ
ሳምፕል ኣምዕኡ ዘርኢ
2ፖስተር ምሕታንA2 ሳይዝ 250 ግራም ኦርጅናል
ምሉእ ሕብራዊ
ኣርት ፔፐር
ሳምፕል ኣምዕኡ ዘርኢ

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎሮሃ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 09/5/2017 ዓ/ም ሰዓት9:30 ተዓፂዩ ዕለት 9/05/2017 ሰዓት 10፡00 ይኽፈት

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጎተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑዕሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo