ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እውን -
1. ናይ መለለዪ መንነት መስርሒ ካርድን ተዛመድቲ ኣቑሑን ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
2. ናይ መኪና ጎማ ን3ይ ጊዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
3. ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑን ጎማን ጊዜ ዝውፀ
4. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ ዝውፀ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ።
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት
1. ተወሳኺ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ
2. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
3. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
4. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (in Number) ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።
መኽበሪ ጨረታ
❖ ንመለለዪ መንነት መስርሒ ካርድን ተዛመድቲ ኣቑሑን 20,000.00 ብር /ዒስራ ሽሕ ብር/ ❖ ንናይ መኪና ጎማ 20,000.00 /ዒስራ ሽሕ ብር/
❖ ንናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑን ጎማን 5000.00 ብር /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/
❖ ንፅሕፈት መሳርሒ 10,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብስፒኦ /ብጥረ-ገንዘብ / ከትሕዝ ዝኽእል ::
5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ተራ ቑፅሪ 1 ዝተገለፀ ኣብ ውሽጢ 45 መዓልቲ ካብ ተራ ቑፅሪ 2-4 ዘለዉ ድማ ኣብ ውሽጢ 20 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ከቕርብ ዝኽእል።
6. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ብር 100.00 ከፊልካ ብምውሳድ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ ሙሉእ ኣድራሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፅ ዝክእል ካብ ዕለት 8/6/2017 ዓ/ም ክሳብ 24/6/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ረፋድ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኮፒን ኦርጅናልን ብምፍልላይ ምእታው ይኽእሉ::እዚ ጨረታ ኣብዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።
7. ኣብ ናይ ዋጋ መቕረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን30 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ፡ ብተወሳኺ
እዉን ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ንብረት ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሶም ዝውዳደሩ ምዃኖም እናፍለጥና ቫት የወስኸ ወይድማ የቀንስ ዝብል ሓሳብ ወይ መብርሂ ተቀባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ንሕብር፡፡
8. ኮሚሽን ፖሊስ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ይኹን ብሙሉእ እዚ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕለው ኾይኑ ብተወሳኺ እውን 25% ናይ ምውሳኽን ምቕናስን መሰሉ ሕልው ኾይኑ ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ መምልኢ ዋጋ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ጥራሕ ክኸውን ኣለዎ።
9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ወይ ድማ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ቢሮ ቑዕሪ 308 ምሕታት ትኽእሉ።