ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን : ናይ ኣቅሑትጋራጅን ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብቲ ቤትፅሕፈት ዝርከብ መኪና ስፔር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑትን/ፈርኒቸራት/ ኤለክትሮኒክስን ማለት /ኮምፒተር; ላፕቶፕ ፎቶ ኮፒ ማሽን ;ፍሪጅ /ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ኣብ 2016 ዓም ካብ መደባኛ በጀት ኣብወረዱ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማና ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዳኣንት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ፎርድ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያትን ክልል ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ናይ ያሪስ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ናዉቲ ቤት ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ