ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ ----------/2017
ቑፅሪ/Ref ኮልፓኢት 250 |12|
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ተ.ቑ | ዝርዝር ኣቑሑት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ባትሪ መኪና | 70 A | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 01 |
ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፦
1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።
2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፡፡
3. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቸይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን፡፡
5. ናይዚ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮ/ል/ኢ/ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 - ካብ ዕለት16 / 03 /2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 18 /03/2017 ዓ.ም ጀሚርኩም ምውሳድ ትኽእሉ ፡
6. እዚ ፕሮፎርማ / ዕለት 19 / 03/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኽፈት "
7. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን፡፡
8. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል፡፡
9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
10. እዚ ፕሮፎማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑዕሪ 0342417669 /0914112429 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ፡፡