... ኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

... ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየ ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሪግ ማሽን መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማን ኮንፎርትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ሕትመትን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ጎማን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ::

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ።

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቺፍ ካብኔ ሴክሪታርያት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ