ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቺፍ ካብኔ ሴክሪታርያት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑ ፕሮ 24

ቑፅሪ_ዕክንም 784 / 2-3/1/01

ዕለት_8/4/2017ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቺፍ ካብኔ ሴክሪታርያት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ' ቲን ናምበሮን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሸግኩም ፡ ካብ ዕለት 8 /4/ 2017 ዓ/ም ክሳብ 10/4/2017 ዓ/ም 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምሸራብ - ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 11/ 4/2017 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝክፈት ምዃኑ ንገልፅ

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ ነቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን ዘማለአ ክኮን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት : ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል

4. ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ፡ ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ : ሳዓራይ ምስተበሃለ

ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን 7. መምልኢ ዋጋ ን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ምውሳድ ይከኣል

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ - ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

መምልኢ ዋጋ

ተቁዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋModel
ብሮሳንብሮሳን
1Oil filter90915-30002pis01HZJ 78L
2Fuel filter23390-51020pis01HZJ 78L

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo