ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ሕክምና ኣቅሑት : መድሓኒታትን ኬሚካላትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፈርኒቸር ወይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣መድሓኒት እንስሳ፣ናውቲ ሕክምና እንስሳት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ናውቲ ፅሬት፣ህንፃ መሳርሒ፣ኣቑሑት ማይ፣ኣቑሑት ገዛ፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕክምና ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ቢዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ንተማልኡ መቅረብቲ ይዕድም።

ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 አቁሑት ፅሬት ሎት 3 ሕትመት ሎት 4 ደንቢ ክዳን ሎት 5 አቁሑት ኤለክትሪክ ሎት 6 አቁሑት መለዋወጢ መኪና ሎት 7 ንምግብና ዘድልዮ ቀረባት አትክልትን ስጋን ሎት 8 አፋዉስን ናዉቲ ሕክምና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፂሉ ብሎት ዝተከፈለ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ካብ ሲዲሲ ብዝተረከበ ሐገዝ ብዉስን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒት : ላቮራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግይ ደደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሳልሳይ ዙር ዕደጋ ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብዉስን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ