ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ዝክፈል ናይ ተሓነፅትን ኣባላትን መድሓኒት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 በዚ ስራሕ ዘርፊ  እዚ ናይ 2010 / 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል   ብተወሳኪ ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎን ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ  ጨረታ 3000 ብር  ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ኣብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ዋጋ ክመልኡ ከለዉ  ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅለላ ዋጋን  ኤክስፓየር ብምንፃር ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ  ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ እቲ ዋጋ ዝተመለኦ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልን ኮፒን  ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ

4 ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቀባልነት የብሉን ብተወሳኪ ንዝወፀ እሰፔስፊኬሽን ኣማሊኡ ዘይተረከበ ተወዳደሪ ካብ ዉድድር ዉድቂ ከምዝግበር ክፍለጥ አለዎ

5 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 23/2/2011 ዓም ክሳብ 10/03/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ዘይምለስ 30 ብር እነከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ  ዕለት 10/03/2011 ዓም  ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት

6 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳደሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ 10 % መክበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝ ኮይኑ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን መራገፍን ንመቐለ ቤት ህንፀት ምስ ኣቅረበ ካብ ዝቀረብዎ ንብረት ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ 2% ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይከፍል

7 መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ ካብቲ ናይ ነብሲ ወከፍ ንብረት 20% ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo