ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲርና ክነወግድ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ በመቐለ ከተማ ዳዕሮ ኣከባቢ ለሚያስገነበዉ የጋራ መኖርያ ቤት ኣፓርታማ ግንባት የዋለ ያገለገለ እንጨት መሸጥ ይፈልጋል ስለሆነም

ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ኣብ ቁፅሪ 2ይ ብርኪ ዝርከቡ ባህርዛፍን ኣብ ከባቢ ቢሮ ተቆሪፁ ወዲቁ ዘሎ ባህርዛፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ጎማ ፣ ናይ ፌርኒቸርን ካልኦትን ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ዝዉገድ ናይ መስኮት መስተወት በዝሒ 1000 ን ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክሸይጥ ንደሊ

ኮሌጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ክግልጎሎሎም ዝፀንሑ ዝኣረጉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም ያገለገሉ ብረቶች ጨረታ ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

ትግራይ ክልል ሚቲዋሮሎጂ ኣጎልግሎት ማዕከል በማዕከሉ ንበረት ክፍል ዉስጥ ያገለገሉ ንብረቶች / የመኪና ባትሪ ብዛት 16 ፣ የፕሪንተር ቶነር ብዛት 34፣ ፎቶ ኮፒ ቶነር ብዛት 24 በጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል