ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ካብ ቤት ዕዩታት ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንበረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ

1 ተጫረቲ ካብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ከከፍል ዝክእል

2 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ሽም ፊርማ ማህተምን ክዓርፎ ይግባእ

3 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መከበሪ ጨረታ ንኩሎም ዓይነት ንብረት 5000 ቅርሺ ይከዉን

4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ብናይ ባዕሎም ምካኑ ፈሊጦም ዝምላእ ዋጋ ኣብ ግምት ከእትዉ ይግባእ

5 ተጫራታይ ሰዓሪ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት አብ ዉሽጢ10 ናይ ስራሕ መዓለቲ ዘሸነፎ ንብረት ከልዕል ዝክእል

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ዋና ምስ ቅዳሕ ንነብይኑ ዓሺጎም ኣብ ዝባኑ ዋና ቅዳሕ ተባሂሉ ክፃሓፈሉ አለዎ

7 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ከምእዉን ዝተማለአ ሰነድ ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 121 ኮይኑ ናይ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

9 ምልክታ ኣበ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 27/9/2016 ዓም ክሳብ 4/10/2016 ዓም ኮይኑ ጨረታ 4/10/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዐለት ሰዓት 5:30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0925053306 0914829213    

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo