ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑተ መኪና ስፔር፣ ጎማ፣ ባትሪን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑ / Office Furnicher/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

የኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት የቢሮ መገልገያ ዕቃዎች /furniture/ and የ ICT ኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች ዕቃዎች ግዥ መፈጸም ይፈልጋል

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኣጋይሽ በዓል ሰለስተ መቀመጢ ናይ ንብረት ወንበር ብሳምፕል መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት /ፈርኒቸር/ ተሽከርካሪ ወንበር፣ ማናጀሪያል ሌዘር ተሽከርካሪ ወንበር፣ ኦፊስ ሸልፍ፣ ኤልሼፕ ጠረጴዛ፣ ጠረጴዛ በዓል ሓደ ተስሓቢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ከስርሕ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ናይ ፈርኒቸር/ ቢሮ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ማለት ኣቅሑት ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑ አቁሑት ቢሮ ናይ ማይ መጋዕዝያ ስራሕቲ አቁሑት መለዋወጢ መኪና አቁሑት ጀነሬተር ዝአመሰሉ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ማለትዉን ስራሕቲ ጣዉላ: መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሬትን ካልኦትን ብርክት ዝበሉ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊ