ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሓፍቲ ፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን መካይንን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዘሐደስኩም

2 ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ን ናይ ወርሒ ሰነ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ዘለኩም

4 መለለይ ቁፀሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00ብር እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

6  መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክአሉ

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተወሃቦ መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዓይኒ ዋና ንብረት ከተቅርቡ እትክእሉ

8 እዚ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 6/01/2012ዓ/ም ካብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም  ምዉሳድ ይካኣል

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 1/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከዉንተዓፅዩ  በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 49 04 89 09 14 76 34 52 09 14 76 32 74 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo