ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ጨረታ አፈ/ኸሳሲት ወ/ሮ ያይኔ አበባ ወ/ገብሪኤል አፈ/ተኸሳሲ ፍስሃ ወ/ልዕልብዘሎ ናይ አፈፃፅማ ክርክር

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

1 ኣፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ ብሽም አፈፃፀም ተከሳሲ ዝተመዝገበ ገዛን ቦታን ኣብ ክ/ከ/ሰሜን ጣብያ መስፍን ፍሉይ ሽሙ ገረብቡቡ መዋሰኒኡ ብምብራቅ B ብምዕራብ ክፍቲ ብሰሜን ክፍቲ ብደቡብ መንገዲ ኣብ ዉሽጢ 218 ካ/ሜትር ዝርከብ 78.10 ካ/ሜ ዝዓረፈ ህንፃ መበገሲ ጨረታ 286594.38 ብጨረታ ክሽየጥ ስለዝተደለየ ክጫረት ዝደሊ ሰብ እንተሃልዩ ጨረታ ሰዓራይ ድማ ወድያዉን ናይ ዝሰዓሮ 25 ሚኢታዊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል ዝተረፈ ገንዘብ ድማ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ክከፍል ዝክእል ጨረታ ናይ ሽም መዘዋወሪ ጨረታ ዘሸነፈ ይሽፍን

2 ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 3/13/2012ዓ/ም ኮይኑ ካብ ሰዓት 3፡30 ክሳብ 5፡30 ይጠናቀቅ ዉፅኢት ዝቀርበሉ ዕለት በቲ እዋን ኮይኑ ሰዓት 8፡00 ንከቅርብ ክ/ከ/ሰሜን ኣዚዙ ኣሎ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo