... ዝውዕል ድረጅኡን ዕሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ምሽላ ባሕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

... ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን : እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ ኣሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

... ልጋሎት ዝውዕል ኣስቤዛን ውጺኢት ባልትናን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

... ሎት-2 ሃለኽትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሂ ሎት-3 ናይ ፅርየት ኣቕሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየ ብሪካ ዕፉን፣ ፍሩስካን ፍሩስኬሎን ኣወዳዲሩ ክገዝኡ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት አታወት ዝኸዉን ስለዝደለየ ክትሤረቱ እትደልዩ ነጋዶ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ምግብና ግልጋሎት ዝውዕል 18,723 ሊትሮ ፈሳሲ ዘይቲ ብበዓል ሓሙሽተ ሊትሮ ዝተዓሸገ ብትካልና ብዝተዳለወ ሳምፕል መሰረት በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንቐለብ ከፍቲ ዝውዕል ፋጉለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 ሽኮር 2. ሎት-2 ናይ ሻሂ ኩባያ ቢሮ ብዝቕርቦ ሳምፕል መሰረት 3. ሎት-3 ረጕድ ናይ ሆረየ ላስቲክ ቢሪ ብዘቕርቦ ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ