ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

እቶም ዘድለዩ ንብረታት  መዘጋብቲ ሕትመት   : መሳርሒ ፅሕፈት :  ኣቅሑት ፅሬት :  ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ምግብን ደንቢ ልብስን ግልፂ ጨረታ ይከዉን

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ብልምዲ ስራሕ ዝተዋፈረ ምካኑ ዝተዉሃቦ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ካርድ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑን አታሓሐዙ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ኣብ እወን ጨረታ ዝክፈተሉ ሐደ ቅዳሕ ከታሓሕዝ ዝክእል

2 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ቫት ተመዝገብቲ ከኮንነ ከምዝለዎ ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናል ቅዳሕን ዘቅርብ

3 ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅርሺ ጥራሕ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ጨረታ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ዘእትዉ

4 እቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ዘዛብዕ ወይ ከታልልን ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ተገይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ይዉረስ ብናይ ክልል ትግራይ ዕድጊት ዝድንግጎ ሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

5 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣብ ጨረታ ሰነድ ምግባር ብፍፁም ኣይፍቀድን

6 ኣብ ሐደ ሎት ማለት ንግዲ ዘርፊ ዉሽጢ ዝወፀ ጨረታ ብዘርፊ ቫት ቫት ምዝገባ ካብ ዝሐቶን ቫት ምዝጋበ  ካብ ዛይሐቶን ወፃኢ ካብ 500000 ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ዘሎ ዕደጋ ዝሳተፍ ዝኮነ ተጫረቲ ዉሽጢ ዓዲ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ቫት ዝተመዝገበን ካን ኣድላይነቱ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዘቅርብ ምካኑ መፍለይ ቁፅሪ ዝሐዘ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

7 ወይ ብፌደራል ኤጀንስ ዕደጋ ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ ከምእ ድማ ተጫረቲ ወፃኢ ሃገር ኣብ ዝሳተፍሉ ግዘ ከም አድላይነቱ ካብ ዝተጣየሸሉ ሃገረ ዝተዉሃቦ ናይ ኩባንያ ምስክር ወረቀት ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

8 ጨረታ ሰነድ መዝግኢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 18/8/2016 ዓም ክሳብ 8/9/2016 ዓም ካብ ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይክእል

9 እቲ ጨረታ ዕለት 8/9/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዓድግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344452201 /   0914194400

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo