ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ የገንዘብ መቅጠሪያ ማሽን ( cash counting machine )በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ፣ ስ/ሰርቪስ ግልጋሎት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ቤት ዕዮ/ ፈርኒቸር/ ፣ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሃንድ ጂፒኤስን ፣ ብድጅታል ካሜራ ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት ናይ ፅሕፈትን ስእልን መሳርሒ ኣቅሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ/ ቪድዮ ግራፍ መሳርሒ/፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ክ/ከ/ ኩሓ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድግ ስለዝደሊ እዚ ዝስዕብ ረቃሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ዝዉዕልክ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ብፕሮፎርማ ክትወዳሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ሕትመት ፣ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ 7 ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣8 ዕጥቂስፖርት/ማልያን ታኬታ ጫማን/ ፣ 9 በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ