ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬትን ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዝተሓደሰ ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ኮፒ ተቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩምን

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት አዉን ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መጋቢት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4 ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩምን ቅዳሕ ከተቅርቡ እትክእሉ

5 ንመሳርሒ ፅሕፈት ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ፣ ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራይ ክትሳተፉ ይግባእ ንኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት አየካትትን

4 መኸበሪ ጨረታ  ንመሳርሒ ፅሕፈት ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ፣ ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ንሕድሕድ 5000.00 ቅርሺ ን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት 1000.00 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ

5 ጨረታ ዝዕሸገሉ 18/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት እዩ

6  ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ኣክሱም እዩ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 18/09/2012 ዓ/ም  ሰዓት 8:45 ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 03 69 98 ይደዉሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo