ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎ ወሃበይነትን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬር ቲን ናምበር ፈቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo