ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ UPS Battery ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌትሮኒክስ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ በዞም ኣብታሕቲ ተቀሚጦም ዘለው ዝርዝር ሰደቃታት ትሕዝቶ መሰረት ብምግባር ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ዓድግራት ንናይ ከተምኦ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ኣሌክትሮኒክስ ካብ መደበኛ በጀት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ወረዳ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ናዉቲ ፅሬት: ጎማን ባትሪን መኪና : መቀያየሪ ኣቁሑት መኪና ከምእዉን ናዉቲ አሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ Wal Mounted AC ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ን 2016 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : አሌክትሪክን ኣቁሑት: አለክትሮኒክስ ኣቁሑት :ሐሸዋ ብሎከትን ጡብን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ (Computer and Accessory) ንክትዕድግ ስለዝደለየት

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ላዕላወይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት ውፅኢት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሕትን ቁልፍታትን፣ ናይ ፅርየት ኣቈሕትን ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡