ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሐፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሕትመትን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 በቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃቀድ ዘለዎም

2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምካኑ ዝተሐደሰ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን መዝገባ /ቲን ናምበር / ክቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

5 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ነንሕድሕድ ናይ ጨረታ መከብሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከቅትሕዝ ዝክእል

6 ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 50000 : ንሕትመት ብር 3000 : ንኤሌክትሮኒክስ ብር 50000 : ንፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብር 2000

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 23/5/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 8/6/2016 ዓም ሰዓት 6:30 ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ነንሕድሕድ እቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ሓዉዘን ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ንብረት/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ይክኣል

8 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 8/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 ቤት ፍርዲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሑ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ  ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልክ 0922274367 ወይ 0914867274 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo