ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቤት ዕዮን ፣ ኮምፒተራት ፣ ፕሪንተር ፣ ፋክስ ፣ ቪድዮ ካሜራ ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታለ ሱሑል

1 ናይ 2011/2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም፤ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መስረም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ከምእዉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና ወይድማ ተጫራቲ ክህልዎ አለዎ።

6 ንመክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል ክፍሊ ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ር ንብረትን ምዉሳድ ይከኣል::

8 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን 09/03/2012 ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012 ዓ/ም 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክ/ቁፅሪ 49 ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ር ንብረትን ምእታው ይከኣል።

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/03/2012 ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት።

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344-442566 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo