ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ Welding Transformer በዝሒ ኣርባዕተ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂ መሰረት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2016 ዓ/ም ንኣጠቓላሊ እቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልግሎት ዝውዕል ናይ ማይ ትቦን መገጣጠምን ቆፀርትን ስዊች ቦርድ መገጣጠሚ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዝዕገኑ አቁሕት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለዩ ሰርቪስ መኪና ኪራይ ግልጋሎትን ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዕድጊት ን2016 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግልገልን ክዕድግን ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Machinery Materials ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Enjera beaker machin ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Enjera breaker machin ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ