ኣብ ማእከል ህንፀት መሰልጠኒ ማናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓም 2ይዙር ጨረታ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን: ናይ ፅሬት መሳርሕን : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ማይ መሳርሒ : ናይ ሳፌታ ጨረቃ ጨርቂ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌከትሪክ ኣቅሑት : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሮጀክተር : ፕሪንተር : ራየዘር : መራበሒ ፎቶ ኮፒ ማሽን : ናይ ላባራቶሪ ኣቀሑት : ከሚካልን ናይ ማይን : ኤሌክትሪክን ኣቅሑት : ናይ ሙዚቃ መሳርሒ : ናይ ግድግዳ ቀለም : ናይ ተምሃሮ ዓራትን ፍራሽን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል Cable tag Single hole Terminals, Copper & Aluminium (AL-CU),ተዓዲጉ ንክቐርብ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት / ንብረታት /ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዲቫይደር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ን 2016 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ክ ትግራይ ንብሮና ሽንቲ ቤት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪካል ኣቅሑት ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋዝ ኤየር ኮንድሽነር : ኤየር ኮንድሽነር ማኒፎልድ ጌጅ : ኤየር ከልነርን ባትሪን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2016 ዓም ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበኛ መረት ብምግባር ንብረት ንምዕዳግ ሎት 1 ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ መሳርሒ : ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ: ሎት 4 ናይ ሸቃጣ ሸቀጥ ናይ ምግቢ ምድላዉ መሳርሒ: ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ : ሎት 6 ፅሬት መሳርሒ : አብ 6ተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ