ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታትን ናይ ዝተፈላለዩ ቀበሌታትን ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን NDP ብምሕማም ኮሮና ቫይረስ ምክንያት ብዝወፀ ህፁፅ ኣዋጅ ተናዊሒ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ከም ዝስዕብ ተስተካኪሉ ኣሎ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ናይ ኢንድስትራል ናዉቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ኩሓ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክገዝእ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕዳጋ ን ጣብያታት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲርና ክነስርሕ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕዳጋ ንጣብያታት ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲርና ክነስርሕ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ኤሌክትሪክን ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ/ፈርኒቸር/ ፣ ከምኡ እዉን ብናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ኣብ ጣብያ ዝባን ገደና ዝስራሕ ናይ መስኖ መሰጋገሪ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናልን ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስራሕ 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ መስተ ማይን ከምኡዉን ብናይ SLMP በጀት ዝኽፈል 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ቅድም ኢሎም ዝተገለፁ ዝምልከት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ነቲ ናይ መስኖ መሸጋገሪ ማይ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናል ናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቕቲ ዝኮንኩምእተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 3ተ ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 11 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ዓመት 2012 ዓ/ም ናይ መስመር ፅርግያ ኣንቡላንሳ ፣ ቫላንስ ፣ ሲሰስ ሆልደር ፣ ይግናይተር በዓል 3ተ ተርሚናል ፣ ፓዉዛ ምስ ሙለእ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኮፓታትን ኣንሶላን ብጃማ ተወዳዲሩ ከቅርብ ዝክእል