ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ኮምፒተርን ተዛመድትን : ናይ ሽልማትዋንጫ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኮምፒተራትብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::

ኒዉሚለንየምኮሌጅናይ ኮምፒተራት ብጨረታአወዳዲሩከሸይጥ ይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ፈርኒችር ከም ቁም ሳጥን /ሽልፍ / :ጠረዛን ናይ ፕላንት መሽነሪን ከም ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ቢመር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክ