ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና በዓል ሞያ : ሕትመትንኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ
  1. ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓ/ም ዲክለርÂ ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  3. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 2/02/2010 ዓ/ም እስካብ ዕለት 16/02/ 2010 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋንÂ ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  4. መክበሪ ጨረታ ንናይ ንአቁሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ብር : ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ንሕትመት 5000 ቅርሺ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን 5000 ቅርሺ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና በዓል ሞያ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  5. Â እቲ ጨረታ 16/02/ 2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈትÂ
  6. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
  7. ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0344470506/ 0344470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo