ግልጋሎት ማይን ፍስሳስን ከተማ ዓዲግራት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑት: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን: ክሎሪን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ፈርኒቸርን ሓፂን መፂን ኣቅሑት: ሞተር ሳይክል ኣቅሑት: ብረት ቱቦን መገጣጠምን ቆፃርን ማይን ናይ : HDPE ቱቦን መገጣጠምትን ኣቅሑት : ናይ ባጀጅ :ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ሞተር ሳይክላት መለዋወጥቲ ኣቅሑት : ናይ ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

1 ተጫረቲ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድን ግበሪ ዝከፈሉሉ ቲን ናምበር መቅረባይነትን ቫትን ዝተሐደሰ ኦርጅናልን ወርሓዊ ድክለሬሽን ኣብ ዉዕሊ ምእሳር ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲÂ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ኦርጅናል ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ መለለይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ቁፅሪ ምዝገባ ካብ ቢሮ ፋይናንስ ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ዝተዉሃቦ ናይ ኦርጅናል ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ኦርጅናል ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

5 ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ወርሓዊ ዲክለሬሽን ዝከፈልኩሙሉ ናይ ኦርጅናል ፎቶ ኮፒ ካብ ትልምን ፋይናስን ዝተዉሀበኩም ዶክመንት ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ናይ ባጃጅ : ናይ ሞተር ሳይክላት መለዋወጥቲ ኣቅሑት: ናይ ሳይክላት መለዋወጥቲ ኣቅሑት ተጫረቲ ቅደሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪÂ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 3000 ከትሕዙ አለዎም

7 ናይ ፅሕፈት መሳርሒÂ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና ጎማን ባትሪን : ክሎሪን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ፈርኒቸር ሓፂን ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ሞተር ሳይክል ተወሳኪ እሴት ታክስ ኣቅሑትÂ ዝኮንኩም ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 5000 ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ናይ ብረት ቱቦን መገጣጠምቲን ቆፀርቲ : HDPE ቱቦን መገጣጠምቲን ኣቅሑት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 15,000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ/ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 6/2/2010 ክሳብ 24/2/2010 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ 7 ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

10 ጨረታ ዝዕሐገሉ ዕለት 24/2/2010 ዓም ሰዓት 830 ድሕሪ ሰዓት ዝክፈተሉ 24/2/2010 ሰዓት 900 ድሕረ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራት ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ኮይኑ ግና እቶም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብቲ ጨረታ መክፈቲ ሰዓት እንተዘይተረኪቦም እቲ ቤት ዕዩ ጨረታ ናይ ምከፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ቤት ፅሕፈትና Â ዝሐሸ Â መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344450106 ወይድማ 0344452872 ፋክስ 0344451566Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo