ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒዩተርን ኮምፒዩተር ተዛመድቲን ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ 3ተ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ፍረ ስውኣት ማሽን ምስ ፕሪንተሩ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝ/ዩ ንብረታት ንምድብ 1- ንዳታ ማእከል መስፋሕፍሒ ዘገልግሉ ኣቅሑት materials for data center types of device and expansion /፣ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እና ደኣንት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ዝከውን External Hard Disk ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስምሃር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝ/ያ ናይ ኢንተርኔት ናወቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ጨንፈር መኾኒ ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቅሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ላፕቶፓትን ዝ/ዩ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት ዝ/ዩ ንብረታት ንምድብ 1- Supply video Conference and Network Materials for TPLF office ፣ ምድብ 2 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።