ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒዩተርን ኮምፒዩተር ተዛመድቲን ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ፣ናይ መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም፤

2 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ፤

3 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከ/ስ/ዕ/ፋ ኣብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታው ትክእሉ፤

4ጨረታ መዐፀውን መክፈትን ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ሰለዘሎ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚርኩም ገዚእኩም ምውሳድ ትክእሉ፤

5 ሰዓራይ ትካል ብዝተውሃቦ ዝርዝር መዐቀኒ ከቅርብ ይግባእ፡፡

6 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100.00ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ንኡስ ከ/ስ/ዕ/ፋ ምውሳድ ይክእሉ፤

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ ስልኪ ቁፅሪ 0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo