ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ናይ ክ/ከተማና ዝርከብ ን2011ዓ/ም ሳዕርን ተክልን ማናጅመንት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤ ስለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋ ንክትወዳደሩ ንዕድም፤

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ዓድዋ ንዝበዓል በዓል ኵናት ዓድዋ ድንኳናትን ስቴጅን ምስ ምሉእ ኣቅሑት ክካረ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ናይ ኤሌክትሪክ ኢንስታሌሽን መሳርሒታት፣ ፅሬት መሳርሒታት፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን /ህንፃ/ መሳርሒታት፤ናይ ምግቢ /ሱፐር ማርኬት/ ቀረባት፣ ኮስሞቲክስን ፤ጨርቃ ጨርቅን መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ደይሬክተራት ዕዳን ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቅሑትን 1 ናይ ግሪነሪ ማይ ምሰታይ ግልጋሎትን 2 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት በቲ ዘርፊ ንዝተሰማረው ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣረኣያ ዘሪሁን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ስነ ፅባቐ (cosmetics) ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት /GMFA ብረታ ብረት ብየዳን፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት፣ቅድን ሰፌትን መሳርሒ፣ናይ ቡንባ መሳርሒ ኣቑሑት፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።