ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ግሪነሪ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ንዘሎ ቦታ ሓደ ሄክታርን ፈረቃን ቤት ፅሕፈት ማለት ዋና ቤት ማዘጋጃ ዝርከብ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክትህቡና ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕትን ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ግሪነሪ መዋህለሊ ካፒታል ማለት መዋህለሊ ርእሰ ማል ሓምለዋይ ከባቢ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክህበና ዝክእል ኣካል ይደሊ::

ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጨንፈር መቀለ በዓል 6ተ ደብሪ ህንፃ መስትያታትን ቤትሮታትን ንምፅራይ ስለዝደለየ ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ናይ ክ/ከተማና ዝርከብ ን2011ዓ/ም ንስራሕቲ ምሕደራ ሳዕርን ተክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤ ስለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፤

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ግቢ ዝርከብ ናይ ኣትክልቲ ፅባቀ ስራሕቲ ንምስራሕ /Greening/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ናይ ክ/ከተማና ሓምለዋይ ልምዓት /ግሪነሪ/ ስራሕቲ ንምስራሕ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ንቤት ማዘጋጃ ን2011ዓ/ም በጀት ግልጋሎት ናይ ግሪነሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ግልጋሎት ዝውዕል EVE Modes ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ማዘጋጃ ሓምለዋይ ኣገልግሎት ዝውዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፤