ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ወናብር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጠግን ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሰራሕተኛ ማበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ነዞም ሰዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ቆወምቲ መሳርሒ ኣቅሑት ስራሕቲ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንናይ ዓመት 2012 ዓም በጀት ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክፀግን ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ወርዲያ፣ ውፅኢት ባልትና፣ ናይ ክርስትያን ከፍቲ ስጋ፣ እንጀራ ሽንጉርቲ፣ እንቃቁሖን ኣዮዲን ጨው፣ ቀጠፍ፣ ደረቅ ዕንፀይቲ፣ ቦቲ ማይ፣ ናውቲ ፅሬት ኣቅሑ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሕትመት ኮምፒዩተር ፅገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ኣብ መቐለ ዙርያ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ዓብይን ንእሽተይን ኣውቶብስ/ መኪና ክራይ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ጋስኬት ናይ ኣወቶክሌብ ማዕፆ በሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኣጋይሽ በዓል ሰለስተ መቀመጢ ናይ ንብረት ወንበር ብሳምፕል መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ ፈርኒቸር ሜኪንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ናይ Wood Work ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ናውቲ ቢሮ፣ በርን መስኮትን፣ መዂዓቲ ብማሽን ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የተለያዩ የጽህፈት መሳሪያ እቃዎች፣ የጫጩት መፈልፈያ ማሽን፣ ኔትዎርክ ኢንስታሌሽን እቃዎች፣ ደንብ ልብስ፣ የመኪና መለዋወጫ እቃዎች፣ የድንች መላጫ ማሽን፣ የወንበር እና የበር ጥገና፣ የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች፣ የመኖ ማቀነባበሪያ ማሽን፣ የ milk processing equipments (Pasteurized milk production line), Main & sub distribution board ከህጋዊ ነጋዴዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ን4ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ን/ ምም/ርን ናይ ስራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂን መፂንን ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡