ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ስርናይን ክክፅን ብግልፂ ጨረታ ንክንሽጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ነደዲ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከባቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ንብረት ማለት በራሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ: ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን : ዕንፀይቲን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኣብ ብዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ት ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ንምሻጥ ስለዝደለና ንምግዛእ/ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም እቲ ንብረት ብአካል ብምርአይ ምግዛእ ይከአል፡-

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ንናይዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለየ ዓይነት ዝኣረጉ ንብረትንምውጋድ ከምኡ ድማ ሓደሽቲ ንብረት ግልጋሎት ዘይሃቡ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዝንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ማሕበር ኣክስዩን ስፕሪንግ ሓፈሻዊ ንግዲ ከብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣብ ጥቅሚ ዝዉዓሉ ኣቅሑት ንጨረታ ኣቅሪቡ አሎ

ማሕበር ኣክስዮን ሆት ስፕሪንግ ሓፈሻዊ ንግዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣብ ጥቕሚ ዝወዓሉ ኣቑሑት ንጨረታ ኣቕሪቡ ኣሎ፡፡

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ምልክታ ጨረታ

ሓራጅ ገዛ