ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከባቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ንብረት ማለት በራሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ: ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን : ዕንፀይቲን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

Sur Construction PLC

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ዝርዝር ንብረት ክተማልእዎ እትደልዩ ረቆሒታትን ዝሐዘ እዚ ምልክታ ምስ ተጋወሐ ካብ 10 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ 1/5 /2016 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክትወስዱ የፍልጥ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo