... ፣ ካለማደርያ፣ ፍላፕ፣ በራሚልን ናይ መኪና ባትሪን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

... ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ወርዒ ናይ ዘገልግሉ ንብረታት ተሽከርክርትን መሸጢ ሕ/ሽ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን መሽነሪታትን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ኣቅሪቡ አሎ

... ታት ንምዉጋድ ስለ ዝተደለየ ናይ መወገዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣበዚ ምዉጋድ ንብረት ክትወዳደሩ ይዕድም

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ቁርፅራፅ ፖሊፖፕሊን በዝሒ ዘለዎ ኣጫቀሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

... ቸር አቁሑትን ዝተፈላለይ መፃሓፈቲን ዝተፈላለይ ናይ ወንበር ሓፂን ቁርፅ ራዕን/ብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዘገልገሉ ንብረታት ብጅምላ ክትገዝኡ እትደልዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ኤሌከትሮኒክስ ፣ ፣ ፕሪንተራት፣ ላፕቶፕ፣ ናይ ጋሻ ወንበር፣ ተሽከርካሪ ወንበርን ዝተፈላለየ ሓጭን መጭንንኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ቁርፅራዕ ሓፂን ናይ ሞተር ዊልቸር ምርኩስ በዝሒ ዘለዎ ኣጫቀሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ _ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ባህርዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ