ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት ናይ ምግብና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ማይ መጠራቀሚ ሮቶ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎን ምድጃን ናይ ባኒ መጋገርን መልወስን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ናይ ኤሌክትሪክ ኢንስታሌሽን መሳርሒታት፣ ፅሬት መሳርሒታት፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን /ህንፃ/ መሳርሒታት፤ናይ ምግቢ /ሱፐር ማርኬት/ ቀረባት፣ ኮስሞቲክስን ፤ጨርቃ ጨርቅን መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት፤ ምግቢ፤ ደንቢ ክዳን፤ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፤ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቑሑት፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ኣቅሑት፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት፣ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ።

2ይ ግዜ ጨረታ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንተምሃሮ ቀለብ ፓስታ፣ ማኮረኒ፣ ሩዝ፣ ማልማላታ፣ ኣስሊ፣ ቲማቲም ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ሽሮ፣ በርበረ፣ ደቖቆን፣ ብርስን ናይ ክርስትያን ናይ ከፍቲ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ከምኡውን ምዝ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሰር ክገዝእ ይደሊ ።

ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2011 ንሆቴል ማናጅመንት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ምግቢ ኣቅርቦት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንተምሃሮ ቀለብ ፓስታ፣ ማኮረኒ፣ ሩዝ፣ ማልማላታ፣ ኣስሊ ቲማቲም ወ.ዘ.ተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ብመሰረት ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ቤት ህንፀት ውሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከመግብ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ዝኸውን ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።