ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንብሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ከትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት መስመር ማይን ዝርገሓን ናይ መብየዳ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

ቤት መዘጋጃ ፈረሰ ማይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈለላዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ህትመት መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒን : ናይ ኤሌክትሮነክስ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክገዝእ ስለዝደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስሊደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ከምልእ ይደሊ።