... ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት በቢዘፈሩ ቀረባት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

... መሳርሒ : ንኤሌትሪክ ዲፓርትምነት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

... ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ፍርጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ምህርቲ ቓላሚኖ ኤለክትሪክ መጎጎ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ህርቲ ቓላሚኖ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ብፕሮፎርማኣወዳዲሩ ክዕድ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ንከተማ ዓዲዳዕሮ ንአገልግልት ናይ ፅሪጊያ ማእከል መብራህቲ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ኣናእሽተይ ናይ ማይ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር፡፡