ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል

ጨ/ቤ/ፅ/ከ/ል/ን/ኢ/ርን ከተማ ኣጉላዕ ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቢርኡ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሀንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከምኡ ዉን ናይ ፅሬት ሓቁሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ አብዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣብዞም ዝተዘርዘሩ ዘርፍታት ንግዲ ንምዉድዳር እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ንዕድም

ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2008 በጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን 2008 ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀት ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ባህርዛፍ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ክገዝእ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት :ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ንምግዛእን ዘተፈላለዩ ቅጥዕታት መፅሓፍን ንምሕታምን ስለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ስለዚ ካብ ዕለት 28 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/1/ 2008 ዓም ሰዓት 600 ቅድሚ ሰዓት አብ ኮሌጅና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 20 ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኹም ሕድ ሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ደክሜንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዩ ሳንዱቕ ከተእትዉ ትኽእሉ

ማእኸልምርምርሕርሻኣላማጣ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩኣቕሑትመሰረትብምግባር

ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ንብረታት ዘገልገሉን ሓድሽን ባህርዛፍ ቆርቆሮን ብጨረታ አወዳዲሩ ክትሽይጥ ትደሊ

ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቕሮ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ንከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትድሊ :: ስለዚክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንዚ ዓመት ዝተመደበልና በጀት ንህንፃን ንፅገናን ንመሰልጠኒ ተሃነፅትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም