ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንዚ ዓመት ዝተመደበልና በጀት ንህንፃን ንፅገናን ንመሰልጠኒ ተሃነፅትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ

ምልክታ ጨረታ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንዚ ዓመት ዝተመደበልና በጀት ንህንፃን ንፅገናን ንመሰልጠኒ ተሃነፅትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ነጋዶ ከማልእዎ ዝግባእ ረቐሒ

1 ተወሳኪ እሴት ታክሲ /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ

2 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

3 tin no ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ዘቕርብን

4 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ ብር 20.00 ብምክፋል ካብ ቤት ህንፀት ማይጨዉ ፋ/ዕ/ንብ/ ምም /ርን ምዉሳድ ይከኣል

5 መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ /ብር 3000.00 ከቅርብ ዝኽእል

6  ንባህርዛፍ : ብሎኬት :ስፖንጅ  ዝወዳደሩ መቅረብቲ ቫት ዘይተመዝገቡ እዉን የሓዉስ እዩ

7 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 6/12 /2007 ዓ/ም ክሳብ 21/12/ 2007 ዓ/ም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ማይጨዉ ቤት ህንፀት ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምአታዉ ይከኣል

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/12/2007 ዓም ሰዓት 6:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት ዝተማለአ ሰነድ እንተሃልዩ ተወዳደሪ አብዘየለዉ ዉን ዝክፈት ምካኑ

9 መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 21/12 ክሳብ 28/12/ 2007 ዓ/ም ኢዩ

10 ሰዓሪ ዝኮነ መቅረባይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕል ዝኣስር ዉዕል እንተዘይአሲሩ ንጨረታ መኽበሪ ዘተሐዞ ገነዘብ ናብ መንግስቲ አታዊ ዝኸዉን ምኻኑ ከፈልጥ አለዎ

11 እቲ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ ናብ ማይጨዉ ቤት ህንፀት ከረክብ ዝኽእል

12 እቲ ንብረት ብባዓል ሞያ ተፈቲሹ ካብ እስፐስፊኬሽን ወፃኢ እንተኾይኑ ዘይንቕበል ምኻኑ ንሕብር

13 መስራቤትና ኣብ በዝሒ ንብረት 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ

14 መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

   ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0347770276  ወይ 0348770046 ምሕታት ይከኣል

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo