ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ንመሳርሒ ህንፃን : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒን : ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒን : ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ናይ ዝተፈላለየ ሴክተራት ቤት ፅሕፈታት ካብ መደበኛ በጀትን ገበርቲ ሰናይ በጀትን ኤሌክትሮኒክስን : ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ከምእዉን ካብ ከተማ መቐለ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ስሚንቶ ከጎዓዝ ስለዝደለየ ነዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ጋብዩን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዮ ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት /construction materials/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ንህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ቆርቆሮን ሰራሚክን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :መሳርሒ ፅሕፈት ጎማ መካይንን መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ንተሃነፅቲ ሕጊ መንበሪ ገዛዉቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ዘድሊ ማተሪያል ህንፃ ናዉቲ ኣቅሑት መደበኛ በጀትን ከምእዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስኣ ቅሑት : ናይ ቢሮ ቀዋሚ ንብረት : ወናብርን :ኮምፒተራትን :ላፕቶፓትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ነቲ ትካል አገልግሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ